Fana: At a Speed of Life!

መበል 39 ኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ምውላዕ ለበዳ ቫይረስኮሮና ብኣካል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ መበል 39 ኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ።

እቲ ኣኼባ፥ ትኹረት ኣብ ዘድልዮም ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ዘድበ ከምዝኸውን ትፅቢት ይግበረሉ።

ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንክልተ መዓልቲታት ዝካየድ ኣኼባ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.