Fana: At a Speed of Life!

መንደር ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ-ደንዲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንደር ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ-ደንዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ።

ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምርቓት ቀራማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሓዊሱ፥ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህማት፣ ኣቦ መንበር ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር)ን ካልኦት ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ዲፕሎማሲ ተረኺቦም።

መንደር ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ-ደንዲ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መርሃ ግብሪ መኣዲ ንሃገር ካብ ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት መበል ሳልሳይ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚሚስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.