Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ንፈጠራ ዕድል ስራሕ ጠሚቱ ይሰርሕ ኣሎ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ንፈጠራ ዕድል ስራሕ ጠሚቱ ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም።

መበል ካልኣይ ብሄራዊ ጉባኤ ስራሕ ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ።

እቲ ጉባኤ “ዘላቒ ስራሕ ንብሩህ ፅባሕ” ዝብል መሪሕ ቃል ከምዘለዎ ተገሊፁ።

ኣብቲ ጉባኤ ኣብ 2014 ዓ.ም 1 ሺሕን 847 ማእኸላት ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል ከምዝተለለዩ ተገሊፁ።

እቶም ማእኸላት ሎሚ መዓልቲ ኣፈልጦን ሽልማተን ተዋሂቡዎም።

ብተወሳኺ ውፅኢታዊ ስራሕ ንዝሰርሑ ሰራሕተኛታት እተን ማእኸላት ኣፍልጦን ሽልማትን ከምዘተውሃቦም ተሓቢሩ።

ኣብቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ ኣይተ ደመቀ፥ መንግስቲ ንፈጠራ ዕድል ስራሕ ጠሚቱ ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ ተዛሪቦም።

ብፌቨን ቢሻው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.