Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ክልል ማእኸይ ኢትዮጵያ ን658 ተኣረምቲ ሕጊ ይቅርታ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ማእኸይ ኢትዮጵያ ን658 ተኣረምቲ ሕጊ ይቅርታ ከምዝገበረ ርእሰ ምምሕዳር እንዳሻው ጣሰው ኣፍሊጦም፡፡

ይቅርታ ዝተገበረ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኸበረ መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ አል ፈጥርን መፃኢ በዓል ፋሲካን ምኽንያት ብምግባር ከምዝኾነ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ገሊፆም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.