Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን ብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን ብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ።

እቲ ዕለት፥ “ብመስዋዕትነት እትፀንዕ ሃገር!” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።

ሰዓት 5 ቅድሚ ቀትሪ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ኣብ ዘለዎ ደው ብምባል የማናይ ኢዱ ንላዕሊ ብመግባር “ኣነ ትካላት ፀፅታ፣ መረዳእታን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ንዝኸፈልዎን ዝኸፍልዎ ዘለዉን መስዋእትነት ክብሪ እህብ” ዝብል መልእኽቲ ከምዘመሓላልፍ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ኩሉ ዜጋ ኣብ ዝተዋፈረዑ ዓውዲ ንሃገሩ ትፅቢት ዝግበረሉ መስዋእትነት ንምኽፋል ኣብ ቅድሚ ሰንደቕ ዓላማ ቃል ከምዝኣቲ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.