Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ።

እቲ ዕለት፥ “ብመስዋዕትነት እትፀንዕ ሃገር!” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣመራርሓ እታ ከተማ ኣብ ዝተረኸብሉ ደም ብምልጋስ ብመስዋእትነቶም ሃገር ዘፅንዑ ጀጋኑ ናይ ምዝካር መርሃ ግብሪ ይካየድ ከምዘሎ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ምምሐዳር ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.