Fana: At a Speed of Life!

መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ ህዝቢ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ይሳለጥ ኣሎ።

“ዝተዋደደ ድሕንነት ሳይበር ንሃገር ሉእላውነት” ብዝብል መሪሕ ቃል እንትኽበር ዝፀንሐ እቲ መድሃግብሪ ኣብ ሳይበር ሙዚየም ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣፈጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ሓዊሱ ኣባላት ቀወምቲ ኮሚቴታት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ባይቶ ወከልቲ ሀዝብን ተረኺቦም።

ብኣዲሱ ሙሉነህ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.