Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተጎዓዓዝቲ ተሳተፍቲ ሃገራት “ዶሃ ኤክስፖ 2023” ንምጉዕዓዝ ተሓሪዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተጎዓዓዝቲ ተሳተፍቲ ሃገራት ኣፍሪካ “ዶሃ ኤክስፖ 2023” ንምጉዕዓዝ ተሓሪዩ።

ስለዝኾነ እቲ መገዲ ኣየር ተጎዓዝቲን ኣብቲ ምርኢት ንግዲ ዝቐርቡ ፅዕነታትን ናብ ኳታር ከምዘመላልስ ተገሊፁ።

ካብ ወርሒ ጥቅምቲ 2023 ዓ.ም.ፈ ክሳብ መጋቢት 2024 ዓ.ም.ፈ ኣብ ዝፀንሕ ምርኢት ንግዲ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካን ኩባኒያታትን ከምዝሳተፉ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.