Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝቐፅል ዕለተ ሓሙስ ናብ ቼናይ በበራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ በቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝቐፅል ዕለተ ሓሙስ ናብ ህንዲ፣ ቼናይ በበራ ክጅምር ኢዩ።

እቲ በረራ ኣብ ሰሙን ሰለስተ ጊዘ ከመዝካየድ ተገሊፁ።

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ 116 ዓለም ለኸን 23 ናይ ውሽጢ ዓዲን በረራ ከምዝገብር ካብተ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.