Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስተራት ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሪካ ንጉባኤ ሕብረታ ኣፍሪካ ናብ ኣዲስ ምእታው ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተራት ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሪካ ኣብ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረታ ኣፍሪካን መበል 40 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ እቲ ሕብረትን ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ምእታው ጀሚሮም።

ትማሊ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዚምባብዌ ፍሬድሪክ ሻቫን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሳዖቶሜን ፒሪንሲፔ ኤዲቴ ራሞስ ቴንዡዋን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም ኢዮም።

እቶም ሚኒስትራት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ሹም ጉዳያት ፕሮቶኮል ኣምባሳደር ፈይሰል ኣልይ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.