Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ሕርሻን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ኣፈፃፅማ በጀት 2014 ዓ.ምን ኣብ ትልሚ 2015 ዓ.ም ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ኣፈፃፅማ በጀት 2014 ዓ.ምን ኣብ ትልሚ 2015 ዓ.ም ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

ተፀዋዕነቶም ንሚኒስቴር ሕርሻ ዝኾኑ ትሽዓተ ትካላት÷ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣፈጻፅማ በጀት ዓመት 2014ን ኣብ ትልሚ 2015 ዓ.ም ኣቕሪቦም፡፡

እቲ ገምጋም ኣፈፃፅማን ትልሚን ሚኒስትር ሕርሻ ዑመር ሑሴን ኣብ ዝተረኸቡሉ ዝተኻየደ እንትኸውን÷ ካልኦት ናይተን ትካላት ምስላጥ ስራሕ ልዝብ ከምዝግበረሎም ተሓቢሩ።

በፀጋዬ ወንድወሰን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.