Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሃገራት ኣፍሪካ ሕባሕ ኣብ ዝካየድ መበል 39 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ።

ብመሰረት እዚ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኮንጎ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ፣ ኮትዲቯር ሪፐብሊክ፣ ጋቦንን ቡርኪናፋሶን ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

ዳይረክተር ፕሮቶኮል ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ፋይሰል ኣሊይ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረናሎም።

እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ዝካየድ እንትኸውን፥ “ጥበብ፣ ባህሊን ቅርስን እንደሊያ ኣፍሪካ ንምህናፅ ንጠቐም” ብዝብል መሪሕ ቃል ክካየድ ኢዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.