Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር) ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ዘቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ዓውዲ ግብርና ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ብምውዳድ ይስርሑ ከምዘለዉ ተገሊፁ።

ኣብ ለውጢ ክሌማ፣ ምግቢን ድሕንነት ምግቢን፣ ኣብ ኣተሓሓዛን ኣጠቓቕማን ጥዕና ሓመድን ሃፍቲ ማይን፣ ውልቀ ዓውዲ ስራሕቲ ኢንቨስትመንት ምዝታዮም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ብተወሳኺ ቀረብ ፋይናንስ ኣገልግሎን ገፀር ናብ ሓረስቶት ተበፃሒ ናይ ምግባር ስራሕቲ ብስፍሓት ዘተ ከምዝተገበረሎም ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.