Fana: At a Speed of Life!

ማእኸላይ እዚ ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ፀላኢ ንምድምሳስ ዘኽእል ወታደራዊ ዓቕሚ ሃኒፁ ኢዩ – ሌ/ጀነራል ዘውዱ በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ እዚ ሃገር ከርዕድ ዝደሊ ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ፀላኢ ንምድምሳስ ዘኽእል ወታደራዊ ዓቕሚ ከምዝሃነፀ ዋና ኣዛዚ እቲ እዚ ሌተናል ጀነራል ዘውዱ በላይ ገሊፆም።

ማእኸላይ እዚ ኣብ ዝተፈላለየ ገፅ መሬት ከጋጥም ዝኽእል ፀላኢ ዓወት ንምዕታርን ንምድምሳስን ዘኽእሎ ወታደራዊ ልምምድ ምግባሩ እቶም ጀነራል መኮንን ተዛሪቦም፡፡

ብምዃኑ ብዝተፈላለየ መገዲ ሃገር ንምፍራስ ሓሲቦም ብምንቅስቓስ ሰላም ህዝቢ ንምህዋኽ ኣብ ልዕሊ ዝለፍዑ ሓይሊታት ጥፍኣት ዘየዳግም ስጉምቲ ንምውሳድን ድሕንነት ዜጋታት ንምሕላው እቲ ሰራዊት ወታደራዊ ዓቕሙ ብልዑል ብርኪ ሃኒፁ ኢዩ ኢሎም።

ማእኸላይ እዚ ሰላም ኢትዮጵያ ንምሕላው ክሳብ ናይ ህይት መስዋእትነት ክኸፍሉ ዝኽእሉ ናይ ቁርፂ እዋን ውላዳት ዘለዉሉን ሕብረት ዘድመቖ ክፍሊ ሰራዊትን ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.