Fana: At a Speed of Life!

ምክትል ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣብ ከይዲ ህንፀት ዘሎ ሆስፒታል ኣዴታትን ህፃናትን ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ከይዲ ህንፀት ኣብ ዘሎ ሆስፒታል ኣዴታትን ህፃናትን ሎሚ መዓልቲ ዑደት ኣካይደን።

እቲ ሆስፒታል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ኣያት ዝርከብ ኢዩ።

ብብር 400 ሚሊየን ዝህነፅ ዘሎ ሆስፒታል ኣዴታትን ህፃናትን ህንፀቱ እንትዛዘም ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ተግባራዊ ስርሑ ክጅምር ኢዩ ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.