Fana: At a Speed of Life!

ምዕራባውያን ንሩሲያ ካብ ኢኮኖሚ ዓለም ንምንፃል ዝገብርዎ ፃዕሪ ኣይዕወትን-ፕሬዚዳንት ፑቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራባውያን ንሩሲያ ካብ ኢኮኖሚ ዓለም ንምንፃል ዝገብርዎ ፃዕሪ ኣይዕወትን ክብሉ ፕሬዚዳንት ሩሲ ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም።

ፕሬዚዳንት ፑቲን ብኢንተርኔት ኣብ ዝተገበረ ፎረም ሃገራት ኣውሮፓን እስያን ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ንሩሲያ ብማዕቐባት ንምጉዳእን ንምድኻመን ዝደልያ ሃገራት ከምዘይዕወታ የፍላጣ ኢሎም።

የግዳስ ንባዕልተን ከምዝጎድአን ኢዮም ተዛሪቦም።

እቶም ማዕቐባት በዝበለፀ ክንጥንክር ኢዮም ገይረሙና ኢሎም ክብል ኣር ቲ ኒውስ ፀብፂቡ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.