Fana: At a Speed of Life!

ምድብ ድልድል ዩሮፓ ሊግ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ዩሮፓ ሊግ ውድድር ዘበን 2023/24 ዕላዊ ኮይኑ።

ብመሰረት እዚ፦

ኣብ ምድብ ሓደ፦ ጋንታታት ዌስተሃም፣ ኦሎሚፓከስ፣ ፍሪበርግን ባካ ቶፖላን፤

ኣብ ምድብ ክልተ፦ ኣያክስ፣ ማርሴ፣ ብራይተንን ኣቴንስን

ኣብ ምድብ ሰለስተ፦ ሬንጀርስ፣ ሪያል ቤቲስ፣ ስፓርታ ብራግን ኣሪስ ሊማሶልን

ኣብ ምድብ ኣርባዕተ፦ ኣታላንታ፣ ስፖርቲንግ ሊዝበን፣ ስትሩም ግራዝን ራኮ ሼኮቶዋን

ኣብ ምድብ ሓሙሽተ፦ ሊቨርፑል፣ ላስክ፣ ሮያል ዩኒየንን ቱሉዝን

ኣብ ምድብ ሽዱሽተ፦ ቪያሪያል፣ ሬንስ፣ ማካቢሃይፋን ፓናቲያኮስን

ኣብ ምድብ ሸውዓተ፦ ሮማ፣ ስላቪያ ፕራግ፣ ሼሪፍን ሴቬርትን

ኣብ ምድብ ሸሞንተ፦ ባየር ሌቨርኩሰን፣ ካራባግ፣ ሞልድን ቢኬ ሃኮንን ብምዃን ተደልዲለን።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.