Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያን ዩክሬንን ልውውጥ ሙርኮኛታት ኲናት ኣካይደን

ለኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ዩክሬንን ልውውጥ ሙርኮኛታት ኲናት ኣካይደን።

እቶም ሙርከኛታት ቁፅሮም ኣስታት 300 ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።

ካብ መንጎ እቶም ሙርከኛታት እቶም 10 ምስ ዩክሬን ብምስላፍ ዝዋግኡ ዝነበሩን ናይ ካሊእ ሃገር ወተሃደራት ከምኡውን ላዕለዎት ወተሃደራዊ ኣዘዝቲ ከምዝርከብዎም ተገሊፁ።

ሩሲያ ካብ መንጎ ዝሰደደቶም ሙርኮኛታት ኲናት ናይ ኣሜሪካ፣ እንግሊዝን ሞሮኮን ዜግነት ዘለዎም ወተሃደራት ዝርከብዎም ኢዮም።

ዩክሬን ድማ ይካየድ ኣብ ዝነበረ ኲናት ናይ ሞት ፍርዲ ዝተበየነሎም ቁፃራት ሰራዊት ከምዝርከብዎም ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.