Fana: At a Speed of Life!

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም፡፡

ብመሰረት እዚ፦

  1. ኣይተ ሰማ ጥሩነህ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሓላደፊ ቢሮ ድሕንነት ህዝቢን መተሓባበሪ ክላስተር ሰናይ ምምሕዳርን
  2. ኮሚሽነር ተኮላ ኣይፎክሩ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ
  3. ኮሎነል ባምላኩ ኣባይ ብብርኪ ሓላፊ ቢሮ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሚሊሻ ክልል ኣምሓራ
  4. ኣይተ ዝጋለ ገበየሁ ምክትል ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ
  5. ኣይተ ሃብታሙ ሞገስ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፀረ ሙስና ክልል ኣምሓራ
  6. ኣይተ ሙሉጌታ ኣበራ ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት መሰልጠኒ ፍትሒን ምርምር ሕጊን ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሸይሞም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.