Fana: At a Speed of Life!

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርው ናብ ሰመራ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው፣ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ደቡብ ኣይተ ጥላሁን ከበደ ከምኡ እውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ኣቲዮም።

ክልል ደቡብ ግብ ራዕዲ ህወሓት ብዝወለዖ ኲናት ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ንምግር ብምሕሳብ ኢዮም ሎሚ መዓልቲ በቶም ርእሰ ምምሕዳር ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ሰመራ ኣቕኒዑ ዘሎ።

አርቲ ልኡኽ ኣብ ሰመራ እንትበፅሕ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ርስቱ ይርዳው ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሱልጣን አሊሚራህ ሃንፍሬ ተረኾቦም ኣቀባብላ ምግባሮም ክብ መንግስቲ ክልል ኮሙዩኒኬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ክልል ደቡብ ትማሊ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምገባሩ ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.