Fana: At a Speed of Life!

ሰብ ሞያ ጥዕና ብመፅናዕቲ ብምድጋፍ ኣሰራርሓታት ምሕጋዝ ነቲ ዓውዲ ውፅኢታዊ ረብሕኡ ልዑል ኢዩ- ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሞያ ጥዕና ብመፅናዕቲ ብምድጋፍ ኣሰራርሓታት ምሕጋዝ ነቲ ዓውዲ ውፅኢታዊ ረብሕኡ ልዑል ኢዩ ከብላ ሚኒስቴር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።

ዓውዲ ጥዕና ብሓይሊ ሰብ፣ ብቕዓትን ምምሕዳርን ብመፅናዕቲ ብምድጋፍ ንምምሕያሽ ዘኽእል መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ።

ዶክተር ሊያ፥ ሰብ ሞያ ጥዕና ብመፅናዕቲ ብምድጋፍ ኣሰራርሓታት ምሕጋዝ ነቲ ዓውዲ ውፅኢታዊ ረብሕኡ ልዑል ኢዩ ኢለ።

ብተወሳኺ ንዕውትነት ሽፋን ጥዕናን ሓፈሻዊ ዓገራዊ ምዕባለን ምቅልጣፍ ቀንዲ ከመዝኾጀነ ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.