Fana: At a Speed of Life!

ሳፋሪኮም መጀመሪ መርሃ ግብሪ ብሄራዊ ኣገልግሎት ኔትዎርክ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም መጀመሪ መርሃ ግብሪ ብሄራዊ ኣገልግሎት ኔትዎርክ ኣካይዱ።

ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ኣብ ኣዱስ ኣበባ ኣብ ዘሳለጦ መጀመሪ መርሃ ገብሪ ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ ኣገልግሎቱ ከምዝጀመረ ዕላዊ ገይሩ።

ኣብቲ ስነርዓት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ትካልን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን ተረኺቦም።

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣንዋር ሳኡሳ፥ እቲ ኩባኒያ ናብ ስራሕ ንክኣቱ ሓገዝ ንዝገበሩ ኣካላት መንግስቲ ኢትዮጵያን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን አመስጊኖም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.