Fana: At a Speed of Life!

ስነ ሰርዓት ቀብሪ ግንባር ማይፀብሪን ቅርቃርን ብምምራሕ ዓወት ዝሓፈሱ ኮሌኔል ኣለምነው ሞላ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ሰርዓት ቀብሪ ግንባር ማይፀብሪን ቅርቃርን ብምምራሕ ዓወት ዝሓፈሱ ምክትል ኣዛዚ መበል 33 ክፍለ ሰራዊት ኮሌኔል ኣለምነው ሞላ ተፈፂሙ።

ኣብ ታሪኽ ህይወቶም ከምዝተገለፀ፥ ግንባር ማይፀብሪ ብምምራሕን እቲ ከባቢ ካብ ጁንታ ነፃ ብምግባርን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንክዕወት ሓላፍነቶም ብጅግንነት ዝተዋፅኡ መራሒ ሰራዊት ነይሮም።

ህይወት ውትህድርና ኣብ መበል 17 ዕድሚኦም ዝጀመሩን ን36 ዓመታት ኣብ ቃልሲ ዝፀንሑን ኣብ ሃገረ ሰላም ጉጅለ ጁንታ ህወሓት ኣብ ቁፅፅር ንምውዓል ምስ ፀላኢ ኣብ ዝተኻየደ ኲናት ኢዮም ህይወቶም ሓሊፉ።

የቀብር ሥነ ሥርዓታቸውም በጀግንነት ባህልና በክብር በደቡብ ጎንደር ዞን በንፋስ መውጫ ከተማ በቅድስት ስላሴ ቤተክርስቲያን ጥር 03 ቀን 2013 ዓ.ም ተፈጽሟል።

ስነ ስርዓት ቀብሮም ድማ ብባህሊ ጅግንነትን ክብሪን ኣብ ዞባ ደቡብ ጎንደር ከተማ ንፋስ ማውጫ ቤተክርስቲያን ቅድስት ስላሴ 03 ጥሪ 2013 ዓ.ም ተፈፂሙ።

ኣቦ ሓሙሽተ ቆልዑ ዝነበሩ ኮሎኔል አለምነህ ሰርዓት ደርጊ ብምውጋድ፣ ኣብ ኲናት ኢትዮ ኤርትራን ወፍሪ ዓቃቢ ሰላምን ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ቃልሲን ጀግንነቶም ዘርኣዩ ጠንካራ መራሒ ሰራዊት ከምዝነበሩ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.