Fana: At a Speed of Life!

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣምባሳደር ድንበሩ ኣለሙ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣምባሳደር ድንበሩ ኣለሙ ኣብ መቓብር ሙስሊም ኮልፌ ተፈፂሙ።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ፥ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብዝተረኸቡሉ ኢዩ ተፈፂሙ።

ኣምባሳደር ድምበሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጀነራል ፌዴሪኢ ኣብ ዱባይ ዲፕሎማሰኛ ኮይኖም እናገልገሉ እንተለዉ ብዝሓደሮም ሕማም ክትትል ሕክምና እናገበሩ ፀኒሖም 9 ጥሪ 2013 ዓ.ም ህይወቶም ሓሊፉ ኢዩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.