Fana: At a Speed of Life!

ሶማሊያ 200 ሺሕ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገርረ ሶማሊያ 200 ሺሕ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ካብ ቻይና ተረኪባ።

ሲኖፋርማ ዝተብሃለ እቲ ክታበት ሚኒስትር ጥዕና ሶማሊያ ፋውዝያ ኣቢካር ካብ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ሶማሊያ ኪን ጂያን ተረኪቦምዎ፡፡

ሶማሊያ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኮቫክስ ካብ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ትካል ገባሪ ሓገዝ ክታበት ኣብ ቀዳማይ ዙር 300 ሺሕ ክታበት ተረኪባ ኢያ፡፡

ኣብ ሶማሊያ ክሳብ ሕዚ 12 ሺሕን 406 ሰባት ብቫረስ ኮሮና ዝተለኸፉ እንትኾኑ፥ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ድማ 618 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ፡፡

ፍልፍል፡- ቢቢሲ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.