Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ መውፅእን መፍረዪን ዕደና ቤንቶኒቴ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ዝርከብ መውፅእን መፍረዪን ዕደና ቤንቶኒቴ ዑደት ገይሮም።

ቤንቶኒቴ ንሴራሚክን ቀለምን ኢሉ እውን ካልኦት ፍሪያታት ረብሓ ዝውዕሉ “ትንግርታዊ ርሑስ ሓመድን” ን “ብዙሕ ረብሓ ዘለዎ ሓመድ ሸኽላን” ብምባል ብናእዳ ዝግለፅ ሓሳብ ከምዝኾነ ኣብ እዋን እቲ ዑደት ተሓቢሩ።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልለ ዓፋር ኣብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ይገብሩ ከምዘለዉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.