Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፕሮጀክት ሎጅ ንኢሌ ፓልም ስፕሪንግ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣካል መኣዲ ንትውልዲ ዝኾነ ፕሮጀክት ሎጅ ንኢሌ ፓልም ስፕሪንግ ኣጀሚሮም።

እቲ ፕሮጀከት ኣብ ክልል ዓፋር ዝህነፅ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እቲ ስራሕ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካም ዘጀመርዎምን ዝፈፀምዎምን መርሃ ገብሪታት መኣዲ ኣብ መበል ሳልሳይ ክህነፁ ካብ ዝተተለሙ ሸውዓተ ከባቢታት ቱሪዝም ሓደ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.