Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብዝተረኸቡ ተወሰኽቲ ውፅኢታት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብዝተረኸቡ ተወሰኽቲ ውፅኢታት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መለእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር “ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብኣትሌት ለሜቻ ግርማ ብ3000 ሜትሮ ዝተረኸበ ሜዳሊያ ብሩርን ብኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ብ5 ሜትሮ ዝተረኸበ ሜዳሊያ ነሓስን እንኳዕ ደስ በለና” ኢሎም።

ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ብፃዕሪ ደቃ ገና ክብ ኢላ ክትደምቕ ኢያ ክብሉ እውን ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.