Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኮንክሪት መገዲ ኣስፓልት ሻምቡ ባኮን መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ለካቲት 7፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኮንክሪት መገዲ ኣስፓልት ሻምቡ ባኮን ብዕሊ መሪቖም ከፊቶም።

እቲ መገዲ ልዕሊ 60 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።

ብተወሳኺ መርሃ ግብሪ 95 ኪሎ ሜትሮ ምጅማር ፕረጀክት መገዲ ሻምቡ ሀገምሳ ተኻይዱ።

ኣብ ክልቲኡ ስነ ስርዓት፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን፥ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው፥ ርዕሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ አብዲሳን ካክኦት ሓለፍቲ ስርሕን ተረኺቦም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ህንፀት ኣስፓልት ደምቢዶሎ- ሙጊ- ዶላ ሎሚ መዓልቲ ከምዘጀመሩ ይዝከር።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.