Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ብራዚል ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉዊዝ ኢናሲዮ ሉላ ዳ ሲልቫ ዘቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምስካጥ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ፕሬዚዳንት ሉዊዝ ኢናሲዮ ሉላ ዳ ሲልቫን ቐቢለ ኢሎም።

ዕምቆት ርክብና ዘርእዩ ዝተፈላለዩ ክልቲኣዊን ኩለመዳያዊን ዛዕባታት ዘቲና ክብሉ ገሊፆም።

ኢትዮጵያ ኣባል ጉጅለ ብሪክስ ብምዃና ምስ ብራዚል ዘለና ርክብ ብዝበለፀ ከምዘጠናኽር ትፅቡት ንገብር ኢሎም።

ናይ ሎሚ ርክብና ዝፀንዐ ሕውነትና ናይ ምህናፅ ሓደ ስጉምቲ ኢዩ ክብሉ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.