Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት መሃሙዱ ቡሃሪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ መሃሙዱ ቡሃሪ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም።

ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኣብ ርክብ ክልቲአን ሃገራትን ካልኦት ተመሳሰልቲ ዛዕባታትን ትኹረት ብምግባር ልዝብ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ብዛዕባ ዝግበሩ ክልቲኣዊ ምትሕብባር ብዝምልከት ሰነድ ስምምዕነት ከምዝኸተሙ ተገሊፁ።

እቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ኣብ ዓውዲ ምክልኻል ሃገር፣ ምስ ፓስፖርት ዲፕሎማቲክን ሰርቪስን ክልቲአን ሃገራት ምዝማድ ዘለዎ ብዘይ ቪዛ ምንቅስቓስ ኣብ ዘኽእል ጉዳይ ከምዝተዛተዩ ተሓቢሩ።

ብኣላዛር ታደለ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.