Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ናብ ዞባ ቦረና ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ሎሚ መዓልቲ ኣምሪሖም።

ኣብ ከተማ ያቤሎ እንትበፅሑ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይርሎም።

ኣብቲ ጉዕዞ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ሓዊሱ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ካልኦት ላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲን ተረኺቦም ኢዮም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.