Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም።

ኣብቲ ዑደት፥ ፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝገበሩዎ ዑደት እቲ ግድብ ዝርከበሉ ኩነታት ሕፈሻዊ ህንፀት ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም።

ብመሰረት እዚ ድማ ብርኪ ህንፀት ሲቪልን ኤሌክትሮ መካኒካልን ግድብ ህዳሰ ዝርከበሉ ኩነታት ገምጊሞም ኢዮም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.