Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ንምክልኻል ኮቪድ-19 ምስ ዝተጣየሸ ንኡስ ኮሚቴ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንምክልኻል ኮቪድ-19 ምስ ዝተጣየሸ ንኡስ ኮሚቴ ተዛቲዮም።

ኣብቲ ዝገበሩዎ ዘተ ድማ ኣብ ቅድመ ድሉውነት ስራሕን ኣተገባብራን ምኽባር ሕጊን ድሕንነትን እቲ ንኡስ ኮሚቴ ብዝምልከት ገምጋም ኣካይዶም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ብሄራዊ ሰራዊት ምክልኻል ኮቪድ-19 ከስዕቦ ንዝኽእል ዝኸፍአ ኩነታት ንምክልኻል ግቡእ ቅድመ ምድላው ከምዝገበረ እውን ኣፍሊጦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.