Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ  ንፕሬዚዳንት ጂቡቲ መግለፂ ታሕጓስ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ  ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ኢስማኢል ኦማር ጊሌ ኣብሃገሮም ኣብ ዝተገበረ ምርጫ ምዕዋቶም ስዒቡ መግለፂ ታሕጓስ ኣመሓላሊፎም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሓወይ ፕሬዚዳንት ኢስማኢል ኦማር ጊሌ  እንኳዕ ደስ በለካ ኢሎም።

ኢትዮጵያ ንዕዖምን ንህዝቢ ዓባይ ጅቡቲን  ብልጽግና ትምነ ኢሎም።

ንቐፃሊ እውን ኢትዮጵያ ፅንዕቲ ፈታዊት ጅቡቲ ብምዃን ክትቅፅል ኢያ ኢሎን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.