Fana: At a Speed of Life!

ቅድሚ 3 ዓመታት ዝተተኸሉ ተኽሊታት ቡና ፍረ ሓምለዋይ ኣሰር የፍሪዩ ኣለዉ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ 3 ዓመታት ዝተተኸሉ ተኽሊታት ቡና ፍረ ሓምለዋይ ኣሰር የፍሪዩ ኣለዉ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ስነ ምህዳር ኢትዮጵያ ካብ ምርግጋዕ ብተወሳኺ ልምዓት ደኒ ግብርና ኣብ ምጉልባት ከምዝርከብ ሓቢሮም።
ንኣብነት ቅድሚ 3 ዓመታት ዝተተኸሉ ተኽሊታት ቡና ፍረ ሓምለዋይ ኣሰር የፍሪዩ ኣለዉ አሎም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.