Fana: At a Speed of Life!

በዓል መውሊድ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 496 በዓል መውሊድ ይኽበር ኣሎ።

እቲ በዓል ብዝምልከት ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ አሕመድ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም ኢዮም።

እቲ በዓል ፈጣሪ ንደቂ ሰባት እንታይ ሂቡና? ካብ ደቂ ሰባትስ እንታይ ይደሊ? ዝብል እንዝክረሉ፣ እዚ ብዝተፈላለዩ መገዲታት እንገልፀሉ ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.