Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ዓለም ምስ ዘፈር ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዘለዎ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዘፈር ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዘለዎ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣረጋጊጹ፡፡

ሚኒስትር ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዶክተር በለጠ ሞላ ኣብ ባንኪ ዓለም ብዳይሬክተር ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ደቡብ ሱዳንን ሱዳን ኦስማን ዲዮን ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዘትዮም፡፡

ኣብቲ ዘተ ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ እናከወነቶ ትርከብ ስራሕቲ ልምዓት ንምድጋፍን ካብ አጀንዳ ሪፎርም ኢኮኖሚክ ሃገር በቆል ዝተቐድሐ ናይ ኢትዮጵያ ዲጂታል ስትራቴጅ 2025 ንምትግባር ፕሮጀክት እናሓገዘ ከምዝኾነ ዶክተር በለጠ ገሊፆም፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.