Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ዓለም ብደገፍ ባጀትን ልቓሕን ንኢትዮጵያ ሓገዝ ከምዝገብር ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ዴቪድ ማልፓስ ዘቲዮም።

እቲ ዘተ ኣብ ጉዳያት ማክሪ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ጠመተ ዝገበረ ከምዝነበረ ተሓቢሩ።

እቶም ፕሬዚዳንት ስምምዕነት  ሰላም ፕሪቶሪያው ኣብ ምትግባር  መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝሰርሖ ስራሕቲ ብምግላፅ ኣብዛ ሃገር ዘላቒ ሰለም ንክረጋገፅ ዝግበር ፃዕሪ ንክቕፅል ኣተባቢዖም።

ኣብ ምዕባይ ንዝርከባ ሃገራት ፈተና ዝኾኑ ዕንቅፋታት ብዝምልከት ከምዝተዛተዩ እውን ተገሊፁ።

ኣብ አኢትዮጵያ ብብርኪ ማክሮ ኢኮኖሚ ምርግጋዕ ምምፃእ ከምዝግባእ ኣብሪሆም።

ጎንፂ፣ ድርቂን እዛ ሃገር ዘለዋ ልቓሕን ዘስዓቦ ፀገም ኢኮኖሚ ቅልጡፍ ምምሕያሽ ምግባር ዝረብሕ ከምዝኾነ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.