Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ 745 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ 745 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይሩ።

እቲ ደገፍ ንተበፃሕነት ዝሓሸ ኣገልግሎት ጥዕናን ብሓደጋ ውሑጅ ጉድኣት ንዘጋጠሞምን ከምዝውዕል ተገሊፁ።

ጎንፂ ኣብ ዘጋጠሞም ከባቢታት ኣስታት 24 ሚሊየን ዜጋታት እኹል ኣገልግሎት ጥዕና ይረኽቡ ብዘይምህላዎም፥ እቲ ደገፍ ነዚ ከምዝውዕል ተሓቢሩ።

ብቅድስት ተስፋዬ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.