Fana: At a Speed of Life!

ቤልጂየም ኣብ ትግራይ ደገፍ ንዘድሊዮም ወገናት ዝኸውን 4 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ሂባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤልጂየም ኣብ ትግራይ ደገፍ ንዘድሊዮም ወገናት ዝኸውን 4 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ከምዝሃበት ኣፍሊጣ።

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር፥ ኣብ ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰባት ሰብኣዊ ደገፍ ከምዘድሊዮም ገሊፁ።

ብተወሳኺ ኣብ ትግራይ ዝተፈፀመ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ገለልተኛ ብዝኾነ ኣካል ምፅራይ ኣድላዪ ከምዝኾነ ቤልጂየም ኣፍሊጣ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.