Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ህፁፅ ጉባኤ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ 1ይ ዓመት 7ይ ህፁፅ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ።

እቲ ህፁፅ ጉባኤ መጣየሺ ኢንስቲትዩት ፕላን ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ፣ መፅቒ ውዳበኣዊ ፕላን እቲ ምምሕዳር፣ ኣፈፀምቲ ምምሕዳር ድሬዳዋን ኣካላት ኣገልግሎት መሰናድኢን ከም ብሓዱሽ ንምጥያሽን ተግባርን ሓላፍነቶምን ንምውሳን ኣብ ዝወፅኡ ረቀቕቲ ኣዋጃት ተዛቲዩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እቲ ቤት ምኽሪ ካብዚ ብተወሳኺ ዝተፈላለዩ ሽመታት ክህብ ኢዩ ተባሂሉ ትፅቢት ከምዝግበር ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ ሓዊሱ ሓደሓደ ምዕራባውያን ሃገራትን መራኸብቲ ሓፋሽን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብረኦ ኢድ ኣእታውነትን ፅዕንቶን ጠጠው ንኸብላ ዝተጀመረ ወፍሪ ምንቅስቓስ “የኣክል ብቐዳምነት ከምዝተፀምበሩ ኣፍሊጦም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.