Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሶማሌ 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ካልኣይ ስሩዕ ኡባኤ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሶማሌ 6 ዙር 3 ዓመት ካልኣይ ስሩዕ ኡባኤ የካይድ ኣሎ።

ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሰለስተ መዓልታት ኣብቲ ዝካየድ ጉባኤ፥ ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት  ዓመት ብልምዓት፣ ሰላምን ሰናይ ምምሕዳር ዝተዓመመ ኣፈፃፅማ ስራሕ ፀብፃብ ቀሪቡ ብኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ሰፊሕ ዘተ ክግበር እዩ ተባሂሉ ትፅቢት ይግበር።

ብተወሰኺ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ላዕለዋይ  ቤት ፍርዲ እቲ ክልል ቀሪቡ ዘተ ከምዝግብር ተሓቢሩ።

እቲ ቤት ምኽሪ ዘተ ካብ ዝገበረሎም ትሽዓተ ዛዕባታት ብተወሳኺ ትልሚ በጀት 2015 ዓ.ም ተዛትዩ ከፅድቅ እዩ ዝብል ትፅቢት ከምዝግበር ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.