Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።

እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ ብምቕራብ ዘተ ከምዝግበረሉ ተገሊፁ።

ኣብ ምጥያሽ መንግስቲ እቲ ክልል ዘተ ዝገበረሉ ቃለ ጉባኤ ብምቕራብን ዘተ ብምግባርን ክፀድቕ ኢዩ ዝበል ትፅቢት ኣሎ።

ዝተፈላለዩ ኣዋጃት ብምቕራብ ዘተ ድሕሪ ምግባር ክፀድቁ ኢዮም ዘብል ትፅቢት ከምዘሎ ተሓቢሩ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.