Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ከካይድ ኢዩ።

እቲ ጉባኤ ንሰለስተ መዓልቲ ከምዝካየድ ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ፋንታየ ከበደ ተዛሪበን።

ኣብቲ ጉባኤ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ቀሪቡ ክፀድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ትልሚ 2014 ዓ.ም ናይ ሰለስቲኦም ኣካላት መንግስቲን ደምቢ ስነ-ምግባር እቲ ቤት ምኽሪ መርሚሩ ከምዘፅድቕ እውን ኣመልኪተን።

ሽመት ቀዋሚ ኮሚቴን ዝጎደሉ ኣባላት ካቢኔን ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ እውን ኣብሪሀን።

ብቢቂላ ቱፋ

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.