Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ህፁፅ ኣኼቡኡ ከሳልጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ህፁፅ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ከሳልጥ ኢዩ።

ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፆ፥ ኣብቲ ጉባኤ ዝተፈላለዩ እዋናዊ፣ ክልላዊን ሃገራዊን ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ክመሓላለፉ ኢዮም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.