Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብ ሱዳን  ደው ምባል ተዂሲ ብህፁፅ ንክትግበር ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብ ሱዳን  ደው ምባል ተዂሲ ብህፁፅ ንክትግበርን ሰብኣዊ ሓገዝ ንክሳለጡን ሓቲቱ።

እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዘሎ ዋና ቤት ዕዮ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ዘተ፥ ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ብህፁፅ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ንምግባር ዘኽእል ምህዳር ንከስፍሑ ኣተሓሳሲቡ።

ኣብታ ሃገር ዘላቒ፣ ኣሳታፊን ዴሞክራሲያዊን ፖለቲካዊ መፍትሒ ንምግባር እቲ ዝተቛረፀ ዘተ ክቕፅል ኣለዎ ምባሎም ሲጂቲ ኤን ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.