Fana: At a Speed of Life!

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ን150 ዓይነ ስዉራን ዘበናዊ ሓጋዚ መሳርሒ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ን150 ዓይነ ስዉራን ዘበናዊ ሓጋዚ መሳርሒ ኣበርኪቱ።

እቲ መሳርሒ ካብ ሃገረ እስራኤል ብዝወፅኡ ሰብ ሞያ ኣቢሉ ምስ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ብምትሕብባር ን150 ዓይነ ስዉራን ስልጠና ተገይሩ ከምዝተውሃቦም ተገሊፁ፡፡

ኦርካም ሚየየ ዝተብሃለ እቲ መሳርሒ፥ መፃሕፍቲ ጋዜጣ ወይ ድማ መፅሄት፣ ምልክታት መገዲ፣ ሞባይል፣ ከምኡ እውን ኣብ ስክሪን ዝተፅሓፉ ነገራት ዘንብብ ኢዩ፡፡

ኣብ ውሽጢ ሱፐር ማርኬት ተጠቃሚ ብቐሊሉ ንኽተዓዳደግ ከምዝሕግዞን ካልኦት ብዙሓት ኣገልግሎታት ከምዝህብን እውን ተገሊፁ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.