Fana: At a Speed of Life!

ብልዕሊ ብር 5 ቢሊየን ወፃኢ ዝተገበረሉ ፋብሪካ ዘይቲ ደብሊውኤ ፈተነ ፍርያት ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ደብረ ማርቆስ  ብበዓል ሃፍቲ ወርቁ ኣይተነው ዝተሃነፀን ልዕሊ ብር 5 ቢሊየን ወፃኢ ዝተገበረሉን ፋብሪካ ዘይቲ ደብሊውኤ ፈተነ ፍርያት ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ።

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣገኘሁ ተሸገርን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታት ክልልን ዞባን ኣብቲ ፋብሪካ ተረኺቦም ከምዝተዓዘቡ ተገሊፁ።

እቲ ፋብሪካ ኣብዚ ሕዚ እዋን ልዕሊ 1 ሺሕን 500 ንዝኾኑ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ዝፈጠረ እንትኸውን፥ብሙሉእ ዓቕሙ ስራሕ እንትጅምር ድማ ንልዕሊ 3 ሺሕ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ከምዝፈጥር ተሓቢሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.