Fana: At a Speed of Life!

ብልዕሊ 7 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ህንፀት ክልተ ሜጋ ፕሮጀክትታት ነምጅማር ዘኽእል ክታም ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ብልዕሊ 7 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ህንፀት ክልተ ሜጋ ፕሮጀክትታት ነምጅማር ዘኽእል ክታም ተነቢሩ።

እቲ ሓደ ፕሮጀክት፥ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራን ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮን ኢዩ ዝህነፅ።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘተኣማምን ኣቕርቦት ፍሪያት ግብርና ንክህሉ ዝሕግዙን ዕዳጋ ብምርግጋዕ ንኣፍረይቲን ሸመትቲን ተመጣጣኒ ፍሪያት ንክቐርብ ዝገብሩን ከምዝኾኑ ድማ ተሓቢሩ።

እቲ ካልኣይ ድማ፥ ኣብ ሆስፒታል ዘውዲቱ ዝህነፅ እንትኸውን፥ ዓውዲ ጥዕና ክብ ኣብ ምባል ዝሕግዝ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.